SKIP TO MAIN CONTENT

ለውጢ ክሊማን ተተካኢ ጸዓትን፡ ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ን ዶ/ር ትኳቦን ተ/ሚካኤል

Climate change
Dr. Salah Jimie (R) Dr. Tuquabo Tesfamichael (L) Source: Supplied

ኣብዝሓለፈ ቅንያት መራሕቲ ብቑጠባ ዓበይቲ ሃገራት ኣብ 2030 ናብ ኣየር ዝትፋእ ጋዝ ብፍርቂ ከጉድሉ ተሰማሚዖም። ለውጢ ክሊማ እንታይ እዩ፧ ሃገራት ነቲ ዘሎ ብተተካኢ ጸዓት ክትክኣ ይስራሕ ኣሎ፡ እዚ እንታይ ማለት’ዩ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን፡ ኪኢላ ክሊማ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ከም ኡውን ኣብ ተተካኢ ጸዓት ኪኢላ ተክኖሎጂ ዶ/ት ትኳቦ ተስፋሚካኤል ገሊጾም ኣለዉ።

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዝሓለፈ ቅንያት መራሕቲ ብቑጠባ ዓበይቲ ሃገራት ኣብ 2030 ናብ ኣየር ዝትፋእ ጋዝ ብፍርቂ ከጉድሉ ተሰማሚዖም። ለውጢ ክሊማ እንታይ እዩ፧ ሃገራት ነቲ ዘሎ ብተተካኢ ጸዓት ክትክኣ ይስራሕ ኣሎ፡ እዚ እንታይ ማለት’ዩ ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን፡ ኪኢላ ክሊማ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ከም ኡውን ኣብ ተተካኢ ጸዓት ኪኢላ ተክኖሎጂ ዶ/ት ትኳቦ ተስፋሚካኤል ገሊጾም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now