British naturalist and TV personality David Attenborough speaks in the opening ceremony of the COP24 summit in Katowice, Poland (AAP) Source: AAPብህጹጽ ስጉምቲ እንተዘይተወሲዱ ዝበዝሕ ካብ ባህርያዊ ዓለም ኣብ ምጽናት ከምዝርከብ ሰር ዴቪድ ኣተምብራ ገሊጹ። እቲ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ፍጥረታት ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ረዲዮን ተለቪዥንን ዘቃልሐ ኣተምብራ ነዚ መጠንቀቕታ ዝሃበ፡ ኣብቲ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ዝወደቦ ኣብ ፖላንድ ዝግበር ዘሎ ኣኼባ ብዛዕባ ለውጢ ክሊማ እዩ።
ብህጹጽ ስጉምቲ እንተዘይተወሲዱ ዝበዝሕ ካብ ባህርያዊ ዓለም ኣብ ምጽናት ከምዝርከብ ሰር ዴቪድ ኣተምብራ ገሊጹ። እቲ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ፍጥረታት ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ረዲዮን ተለቪዥንን ዘቃልሐ ኣተምብራ ነዚ መጠንቀቕታ ዝሃበ፡ ኣብቲ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ዝወደቦ ኣብ ፖላንድ ዝግበር ዘሎ ኣኼባ ብዛዕባ ለውጢ ክሊማ እዩ።