ክሊማዊ ለውጢ ኣብ ደቡባዊ ዉቅያኖሳት ከቢድ ማህሰይቲ ከምዘውረደ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ።

Seafood is displayed during Good Friday trade at the Sydney Fish Market in Sydney, Friday, April 15, 2022. Source: AAP / BIANCA DE MARCHI/AAPIMAGE
ደቂ ሰብ ንምንባር ኣብዛ ፕላኔት ኣብ ዘለዉ ውቅያኖሳት ኣብ ዝፈርዩ ህይወት እዮም ዝምርኮሱ። እንተዀነ ግን: ሓድሽ ስነ-ፍልጠት ከምዘመልክቶ ነዞም ጸጋታት ባሕሪ ህይወታውያን ናይ ምዕቃብ ዓቕሚ ኣዝዩ ሓጺር ዕድመ እዩ ዘለዎ ። ኣብ ኣውስትራልያ እተገብረ ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ፡ እቲ ኣብ ከባቢ ኣንታርክቲካ ዘሎ ኣብ ውቅያኖስ ዘሎ ጥልቀት ፡ ኣብ ዝቕጽል ሰለስተ ዓሰርተታት ዓመታት ናብ ውድቀት እዩ ከምርሕ ፣ እዚ ኣብ ውቅያኖሳት ፡ ኣብ ስርዓተ ኢኮ ባሕርን ኣብ ክሊማን ንዘመናት ጽልዋ ክገብር እዩ ።
Share