A graphic illustration created on Wednesday 11 March 2026 featuring the silhouette of a Muslim woman against the backdrop of the Australian flag. (AAP Image/Joanna Kordina) NO ARCHIVING Source: AAP / JOANNA KORDINA
ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራሊያ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ምምካት ጸረ ምስልምና ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና መጥቃዕቲ ፣ ምዉራድን ጽልእን ንምዉጋድ ህጹጽ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዑ ። ኮሚሽነር ዓሌታዊ ኣድልዎ ጂሪ ሲቫራማን መንግስቲ ንሃገራዊ ፀረ-ዓሌትነት ብዝምልከት መደብ ክሳብ ሕጂ ዝሃቦ ምላሽ የለን ይብል ። እቲ መደብ ኣብ ሕዳር 2024 እዩ ተጀሚሩ: እንተዀነ ግን መንግስቲ ገና ምላሽ ክህብ እዩ ። Published 16 March 2026 12:40pm
By Tee Mitchell, Deb
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራሊያ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ምምካት ጸረ ምስልምና ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና መጥቃዕቲ ፣ ምዉራድን ጽልእን ንምዉጋድ ህጹጽ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዑ ። ኮሚሽነር ዓሌታዊ ኣድልዎ ጂሪ ሲቫራማን መንግስቲ ንሃገራዊ ፀረ-ዓሌትነት ብዝምልከት መደብ ክሳብ ሕጂ ዝሃቦ ምላሽ የለን ይብል ። እቲ መደብ ኣብ ሕዳር 2024 እዩ ተጀሚሩ: እንተዀነ ግን መንግስቲ ገና ምላሽ ክህብ እዩ ። Check out our podcast collection here