The closing ceremony of the Commonwealth Games Source: AAPኣብ ከተማ ጎልድ ኮስት ናብ ዝተገብረ ጸወታት ኦሎምፒክ ኮመንወልዝ 2018 ንኽሳተፉ ካብ ዝመጹ ኣትለታትን ሓለፍቶምን 250 ሰባት ኣብ ኣውስትራሊያ ከምዝተረፉ ኣብዝግለጸሉ ኣብዘሎ እዋን ዝኾነ ይኹን ሰብ ንኣውስትራሊያ ክብለጸላ ኣይንሓድጎን ኢና ክብል ሚኒስተር ሆም ኣፈየርስ ፒተር ዳተን ኣጠንቂቑ። መብዛሕትኦም እዞም ተሪፎም ዘለዉ ናይ ዑቕባ ሕቶ ዘመልከቱ ኮይኖም፣ ጉዳዮም ክሳብ ዝጻረ ጊዚያዊ መሰጋገሪ ቪዛ ተዋሂብዎም ኣሎ። እንተኾነ ካብቶም ተሪፎም ዘለዉ እቶም 50 ወግዓዊ መጽንሒ ወረቐት ኣይረኸቡን ዘለዉ። ሚስተር ዳተን ነዚኣቶም ከምዝርከቡን ከምዝጥረዙን ኣፈራሪሑ ኣሎ።
ኣብ ከተማ ጎልድ ኮስት ናብ ዝተገብረ ጸወታት ኦሎምፒክ ኮመንወልዝ 2018 ንኽሳተፉ ካብ ዝመጹ ኣትለታትን ሓለፍቶምን 250 ሰባት ኣብ ኣውስትራሊያ ከምዝተረፉ ኣብዝግለጸሉ ኣብዘሎ እዋን ዝኾነ ይኹን ሰብ ንኣውስትራሊያ ክብለጸላ ኣይንሓድጎን ኢና ክብል ሚኒስተር ሆም ኣፈየርስ ፒተር ዳተን ኣጠንቂቑ። መብዛሕትኦም እዞም ተሪፎም ዘለዉ ናይ ዑቕባ ሕቶ ዘመልከቱ ኮይኖም፣ ጉዳዮም ክሳብ ዝጻረ ጊዚያዊ መሰጋገሪ ቪዛ ተዋሂብዎም ኣሎ። እንተኾነ ካብቶም ተሪፎም ዘለዉ እቶም 50 ወግዓዊ መጽንሒ ወረቐት ኣይረኸቡን ዘለዉ። ሚስተር ዳተን ነዚኣቶም ከምዝርከቡን ከምዝጥረዙን ኣፈራሪሑ ኣሎ።