SKIP TO MAIN CONTENT

ጥንቃቐን ኣገባብ መርመራን ኮሮናቫይረ፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ጥላሁን ነጋሽ (ካልኣይ ክፋል)

Coronavirus advice wit Dr Tilahun Negash
ICU positions at a private clinic for coronavirus patients near Rome (AAP) Source: AAP

ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝቐርብ ዘሎ መደብ ኮሮና ቫይረስ ምስ ኪኢላታ፥ ንሎሚ ምስ ምስ ዶ/ር ጥላሁን ነጋሽ ካብ መልበርን፡ ኣብዞም ዝስዕቡ ዛዕባታት ዘተ ተጌሩ ኣሎ። ኣብ ማሕበረሰባትና ዘሎ ኣጠማምታን ርድኢትን ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ፡ ምልክታት ምስዝኽሰቱ ክውሰዱ ብዛዕባ ዝግብኦም ስጉምቲታት፡ ናብ ሕክምና ብኸመይ ኣገባብ ቀሪብካ ሕክምናዊ ረዲኤት ትረክብ ኣብዝብሉ ካልኦት ዛዕባታት።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝቐርብ ዘሎ መደብ ኮሮና ቫይረስ ምስ ኪኢላታ፥ ንሎሚ ምስ ምስ ዶ/ር ጥላሁን ነጋሽ ካብ መልበርን፡ ኣብዞም ዝስዕቡ ዛዕባታት ዘተ ተጌሩ ኣሎ። ኣብ ማሕበረሰባትና ዘሎ ኣጠማምታን ርድኢትን ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ፡ ምልክታት ምስዝኽሰቱ ክውሰዱ ብዛዕባ ዝግብኦም ስጉምቲታት፡ ናብ ሕክምና ብኸመይ ኣገባብ ቀሪብካ ሕክምናዊ ረዲኤት ትረክብ ኣብዝብሉ ካልኦት ዛዕባታት።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now