ማሕበረሰብ ኩንስላንድ ኣውስትራሊያ ሃይማኖታዊ በዓል ብኽብ ዝበለ ኣገባብ ኣብዒሉ።
Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ኲንስላንድ ከተማ ብርስቤን ዝርከቡ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ጳጳስ ኣቡነ ሽኖዳን ብዙሓት ዕዱማት ኣብ ዝተረኽብሉ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብዒሎም። ነዚ ዝምልከት ምስ ክልተ ኣገልገልቲ እቲ ቤተ ክርስትያን ዝተገብረ ዝርርብ።
Share