SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ልዕሌና ኣድልዎ'ዩ ተጌሩ" ኣብ ርሻናት ህዝባዊ መንበሪ መልበርን ተዓጽዮም ካብ ዘለዉ።

SBS Tigrinya News
Source: Supplied

ኣብ ቪክቶሪያ ቀጻሊ ምውሳኽ ኮሮና ቫይረስ ምስቀጸለ፡ ኣብ 9 ህዝባዊ መንበሪ ርሻናት ዝነብሩ ህዝቢ ን ሓሙሽተ መዓልታት ክዕጸዉን፡ ነፍሲ ወከፍ ናይ ኮቪድ-19 መርመራን ይግበረሎም ኣሎ። እቲ ስጉምቲ ኣድልዎ ዘለዎን እቲ ኣብ ኡ ዝርከብ ህዝቢ ክዳሎ ዕድል ኣይተዋህቦን ብምባል የማርሩ ኣለዉ። ነዚ ዝምልከት ምስ ኣብ ፍላሚንግቶን ዝነብር ኣቶ ዓብደርልቃድር ኬኪያ ዝገበርናዮ ርክብ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ቪክቶሪያ ቀጻሊ ምውሳኽ ኮሮና ቫይረስ ምስቀጸለ፡ ኣብ 9 ህዝባዊ መንበሪ ርሻናት ዝነብሩ ህዝቢ ን ሓሙሽተ መዓልታት ክዕጸዉን፡ ነፍሲ ወከፍ ናይ ኮቪድ-19 መርመራን ይግበረሎም ኣሎ። እቲ ስጉምቲ ኣድልዎ ዘለዎን እቲ ኣብ ኡ ዝርከብ ህዝቢ ክዳሎ ዕድል ኣይተዋህቦን ብምባል የማርሩ ኣለዉ። ነዚ ዝምልከት ምስ ኣብ ፍላሚንግቶን ዝነብር ኣቶ ዓብደርልቃድር ኬኪያ ዝገበርናዮ ርክብ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now