Source: Suppliedእዚ ዘለናዮ ወርሒ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ናይ ረመዳን ጾም ዝጾሙሉ እዋንዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ረመዳን ፍሉይ ካብ ዝገበሮ ነገርብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ እቲ ንቡር ተኣኪብካ ምስጋድን ብሓባር ምፍጣርን ተሪፉ ኣብ ገዛኻ ተዓጺኻ ዝግበር ምዃኑ እዩ። ምስዚ ተኣሳሲሩ ኣብ ኣመንቲ ዘሎ ስምዒት፡ ኣብ ዓዲን ኣብ ወጻኢን ዘሎ ፍቕሪን ምትሕልላይን ትማሊን ሎሚን ዝብሉ ዕላላት ምስ ፈውዚ ሰዓድ።
እዚ ዘለናዮ ወርሒ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ናይ ረመዳን ጾም ዝጾሙሉ እዋንዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ረመዳን ፍሉይ ካብ ዝገበሮ ነገርብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ እቲ ንቡር ተኣኪብካ ምስጋድን ብሓባር ምፍጣርን ተሪፉ ኣብ ገዛኻ ተዓጺኻ ዝግበር ምዃኑ እዩ። ምስዚ ተኣሳሲሩ ኣብ ኣመንቲ ዘሎ ስምዒት፡ ኣብ ዓዲን ኣብ ወጻኢን ዘሎ ፍቕሪን ምትሕልላይን ትማሊን ሎሚን ዝብሉ ዕላላት ምስ ፈውዚ ሰዓድ።