SKIP TO MAIN CONTENT

ኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ምውፋር ሚዛን ናብራን ስራሕን ይሕሉ

A worker connected on a laptop in their remote office (AAP).jpg

ኣርባዕተ ናይ ስራሕ መዓልታት ክህልዉ ዝገብር ሓደ ኣሰራርሓ ነቲ ቀጻሊ ነዊሕ መወዳእታ ሰሙን ወይ መዓልታት ዕረፍቲ ክህልወና ዝነበረና ሕልሚ ወይ ዓመት መጸ ንኣትዎ መብጽዓ-ሓድሽ-ዓመት ኣብ'ዚ ቀረባ ግዜ ጋህዲ/ክዉን ክገብሮ ይኽእል'ዩ። ዝያዳ ቁጽሪ ዘለወን ኣውስትራልያውያን ኩባንያታት- ዓበይትን ንኣሽቱን ንሚዛን ስራሕን ናብራን ሰራሕተኛታተን ከመሓይሾ ተስፋ ብምግባር ለውጥታት የተኣታትዋ ኣለዋ።…..

Published

Updated

By Emma Kellaway, Aymen Baghdadi

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ኣርባዕተ ናይ ስራሕ መዓልታት ክህልዉ ዝገብር ሓደ ኣሰራርሓ ነቲ ቀጻሊ ነዊሕ መወዳእታ ሰሙን ወይ መዓልታት ዕረፍቲ ክህልወና ዝነበረና ሕልሚ ወይ ዓመት መጸ ንኣትዎ መብጽዓ-ሓድሽ-ዓመት ኣብ'ዚ ቀረባ ግዜ ጋህዲ/ክዉን ክገብሮ ይኽእል'ዩ። ዝያዳ ቁጽሪ ዘለወን ኣውስትራልያውያን ኩባንያታት- ዓበይትን ንኣሽቱን ንሚዛን ስራሕን ናብራን ሰራሕተኛታተን ከመሓይሾ ተስፋ ብምግባር ለውጥታት የተኣታትዋ ኣለዋ።…..

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now