Credit: Beyene Weldegiorgisሎሚ ዕለት 6 ግንቦት 2023 ነበርቲ ኲንስላንድ ኣንጻር እቶም ካብ መምበረ ፓትርያርክ ኣስመራ ዝተላእኩ ጳጳስ ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ውዒሎም። ኣብ ከተማ ብርዝቤን ሓንቲ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዝጸንሐት ኮይና፡ ሓደ ካልእ ካህን ብምምጻእ ምስቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ሲኖዶስ ርክብ ዘለዎ ቤተ ክርስትያን ክምስርቱ ኣብ ምንቅስቓስ ይርከቡ፡ ዝበዝሐ ነባሪ እታ ከተማ ግና “ሓድነትና ክትዘርጉ መጺእኩም” ብምባል ይቃወም። ነዚ ብዝምልከት ምስ ተሳተፍቲ እቲ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ዝተገብረ ዝርርብ።
Published
Updated
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሎሚ ዕለት 6 ግንቦት 2023 ነበርቲ ኲንስላንድ ኣንጻር እቶም ካብ መምበረ ፓትርያርክ ኣስመራ ዝተላእኩ ጳጳስ ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ውዒሎም። ኣብ ከተማ ብርዝቤን ሓንቲ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዝጸንሐት ኮይና፡ ሓደ ካልእ ካህን ብምምጻእ ምስቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ሲኖዶስ ርክብ ዘለዎ ቤተ ክርስትያን ክምስርቱ ኣብ ምንቅስቓስ ይርከቡ፡ ዝበዝሐ ነባሪ እታ ከተማ ግና “ሓድነትና ክትዘርጉ መጺእኩም” ብምባል ይቃወም። ነዚ ብዝምልከት ምስ ተሳተፍቲ እቲ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ዝተገብረ ዝርርብ።