ሙባረክ ሙስጦፋ ኢማም፡ ኣብ ሓጺር እዋን ኮኾቡ ዝደምቕ ዘሎ መንእሰይ

Victorian Multiultural Award of Excelency 2020 Awarded Mubarek Mustofa Imam Source: Mustofa Imam
ብዝገብሮ ዘሎ ንጥፈታት ናይ 2020 "Victorian Multiultural Award of Excellency" ዝበሃል ዝተሸለመ መንእሰይ እዩ። ሙባረክ ናብ ኣውስትራሊያ ካብዝመጽእ ዉሑድ ዓመታት እንተገበረኳ ብዝገብሮ ዘሎ ፍጡን ንጥፈታት ኣብ ቪክቶሪያ ናብ ዝለዓለ ጽፍሒ ዝድይብ ዘሎ እዩ። ብዛዕባ ዘሎ ንጥፈታትን ንሽልማቱን ዝምልከት ኣዕሊሉ ኣሎ።
Share