SKIP TO MAIN CONTENT

እሳተ ጎሞራ ኣብ ኮንጎ

Feature
A man stands in front of lava on the outskirts of Goma (AAP) Source: AAP

ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ እሳተ-ጎመራ ብምንታጉ ፡ ብውሕዱ 15 ሰባት ከም ዝሞቱን ልዕሊ 500 ኣባይቲ ከም ዘዕነወን ተገሊጹ ። እሳተ-ጎመራ ኣብ ከረን ንይራጎንጎ [ኒየር-ኡህ-ሬድ-ጎ] ናብ ከተማ ጎማ ገጹ ኣብ ዝኸደሉ ዝነበረ እዋን ብኣማእታት ዝቝጸር ኣባይቲ ደብዩ ኣሎ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ እሳተ-ጎመራ ብምንታጉ ፡ ብውሕዱ 15 ሰባት ከም ዝሞቱን ልዕሊ 500 ኣባይቲ ከም ዘዕነወን ተገሊጹ ። እሳተ-ጎመራ ኣብ ከረን ንይራጎንጎ [ኒየር-ኡህ-ሬድ-ጎ] ናብ ከተማ ጎማ ገጹ ኣብ ዝኸደሉ ዝነበረ እዋን ብኣማእታት ዝቝጸር ኣባይቲ ደብዩ ኣሎ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now