እዚ ምርጫ ደረት ጽልዋ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሰልፊ ሪፓብሊካንን ኣድመጽትን ክሳብ ክንደይ ምዃኑ ከርኢ'ዩ

L'America era chiamata alle urne in queste elezioni di metà mandato. Source: AAP / AAP
ሰልፊ ሪፓብሊካን ንኮንግረስ ካብ ኣንጻሩ ሰልፊ ደሞክራት መንጢሉ ደጊሙ ክቆጻጸሮ ዝኽእል እንተኾይኑ ኣብ ዝውስኑ ኣዝዮም ተቐራረብቲ ዝኾኑ ምርጫታት ኣብ መላእ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ሰባት ድምጾም ይህቡ ኣለዉ። ዓወት ኣብ'ዚ ምርጫ ኣብ ዝመጽእ ክልተ ዓመት ንዝበዝሐ ኣጀንዳ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ንምቅዋን ከይሓልፍ ኣብ ምክልኻሉን ስልጣን ክህቦም'ዩ።
Share