SKIP TO MAIN CONTENT

ኩሉ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ፥ ዘተ ምስ ዶ/ር ዓዚዝ ኣሕመድ።

COVID-19, coronavirus
Source: Dr Aziz AHmed

ዶ/ር ዓዚዝ ንልዑል ትምህርቲ ሕክምና (PHD) ኣብ ራሻ ዘሎ ኪኢላ ሕክምና እዩ። ነቲ ኣብዚ እዋን ንዓለም ኣብ ጭንቀት ሸሚምዋ ዝርከብ ብዛዕባ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ብኸመይ ይላገብ፥ ምልክታት ሕማም፥ ኣገባብ ምክልኻል፡ ህሉውን መጻኢ ኩነታቱን ብሰፊሑ ገሊጹልና ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዶ/ር ዓዚዝ ንልዑል ትምህርቲ ሕክምና (PHD) ኣብ ራሻ ዘሎ ኪኢላ ሕክምና እዩ። ነቲ ኣብዚ እዋን ንዓለም ኣብ ጭንቀት ሸሚምዋ ዝርከብ ብዛዕባ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ብኸመይ ይላገብ፥ ምልክታት ሕማም፥ ኣገባብ ምክልኻል፡ ህሉውን መጻኢ ኩነታቱን ብሰፊሑ ገሊጹልና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now