Credit: Berhan Ismailጋዜጠኛታት በርሃን እስማዒልን ኣሕመድ ማሕሙድን ኣብ ናይ ኮሚኒቲ ራዲዮ 3 CR ንልዕሊ 25 ዓመታት ኣገልጊሎም። በቲ ራዲዮ ኣቢሎም ኣብ ማሕበረሰብ ብዝገበርዎ ጽልዋ ብ The National and Multicultural Broadcasters' Council ብ "ጽልዋ ኣብ ማሕበረሰብ" ናይ 2026 ተሰለምቲ ክኾኑ ኪኢሎም ኣለዉ። ብዛዕባ ዝተዋህቦም ሽልማትን ምኽንያት መሸለሚኦምን ዝተገብረ ዕላል።
Published
Updated
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጋዜጠኛታት በርሃን እስማዒልን ኣሕመድ ማሕሙድን ኣብ ናይ ኮሚኒቲ ራዲዮ 3 CR ንልዕሊ 25 ዓመታት ኣገልጊሎም። በቲ ራዲዮ ኣቢሎም ኣብ ማሕበረሰብ ብዝገበርዎ ጽልዋ ብ The National and Multicultural Broadcasters' Council ብ "ጽልዋ ኣብ ማሕበረሰብ" ናይ 2026 ተሰለምቲ ክኾኑ ኪኢሎም ኣለዉ። ብዛዕባ ዝተዋህቦም ሽልማትን ምኽንያት መሸለሚኦምን ዝተገብረ ዕላል።
Check out our podcast collection here