Source: Suppliedኣብዚ ዓመት ትካል ኣሕታሚ መጻሕፍቲ እምኩሉ ካብ ዘሕተመን መጻሕፍቲ ናይ ኣብርሃም ተስፋልኡል መጽሓፍ ‘ካልእ ስለ ዘየለ’ ሓንቲ ካብአን እያ። መጽሓፍ ‘ካልእ ስለ ዘየለ’ ደራሲ ኣብርሃም ተስፋልኡል ኣብ ነዊሕ ዓመታት ካብ ዘዋህለሎ ፍልጠትን ተሞኩሮን ዝተንጸባረቐላ ስራሕ ኮይና፣ ብዛዕባ መጽሓፉ ምስ ጋዜጠኛ በየነ ሰመረ ኣብ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ዝገበሮ ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብዚ ዓመት ትካል ኣሕታሚ መጻሕፍቲ እምኩሉ ካብ ዘሕተመን መጻሕፍቲ ናይ ኣብርሃም ተስፋልኡል መጽሓፍ ‘ካልእ ስለ ዘየለ’ ሓንቲ ካብአን እያ። መጽሓፍ ‘ካልእ ስለ ዘየለ’ ደራሲ ኣብርሃም ተስፋልኡል ኣብ ነዊሕ ዓመታት ካብ ዘዋህለሎ ፍልጠትን ተሞኩሮን ዝተንጸባረቐላ ስራሕ ኮይና፣ ብዛዕባ መጽሓፉ ምስ ጋዜጠኛ በየነ ሰመረ ኣብ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ዝገበሮ ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።