SKIP TO MAIN CONTENT

"ሕዝቢና ዘሕልፎ ዘሎ ቓንዛ ከም ቓንዛ ሕርሲ'ዩ።" ዕላል ምስ ስነጥበበይናን ተጣባቒ ሰላምን ኣሕመድ ኣቡበከር ዓብደልርሒም

Interview with Artist Ahmed Abubeker AbdelrHim
Artist Ahmed Abubeker AbdelrHim Source: SBS Tigrinya

ኣርቲስት ኣሕመድ ኣቡበከር፡ ከም "ሃገረይ ሕረሲ"፡ "እንታይ ኢና ንደሊ፧" ን ካልእን ዝብላ ብሉጻት ዜማታት ዘቕረበ፡ ብቛንቋ ትግርኛ፡ ትግረ፥ ዓረብን ኢንግሊዝን ንስምዒቱ ብዜማ ዘቕርብ እዩ። ንሱ ኣብ መልበር ብሞያኡ ብ ኢንጂኔሪንግ ዝሰርሕ እኳ እንተኾነ፡ ስለ ሃገሩን ህዝቡን ብዜማ ዘቕርብ እዩ። ሎሚ ብምኽንያት በዓላት ዒድን ትንሳኤን ምስ SBS ትግርኛ ዝገበሮ ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርቲስት ኣሕመድ ኣቡበከር፡ ከም "ሃገረይ ሕረሲ"፡ "እንታይ ኢና ንደሊ፧" ን ካልእን ዝብላ ብሉጻት ዜማታት ዘቕረበ፡ ብቛንቋ ትግርኛ፡ ትግረ፥ ዓረብን ኢንግሊዝን ንስምዒቱ ብዜማ ዘቕርብ እዩ። ንሱ ኣብ መልበር ብሞያኡ ብ ኢንጂኔሪንግ ዝሰርሕ እኳ እንተኾነ፡ ስለ ሃገሩን ህዝቡን ብዜማ ዘቕርብ እዩ። ሎሚ ብምኽንያት በዓላት ዒድን ትንሳኤን ምስ SBS ትግርኛ ዝገበሮ ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now