"ግብረሰዶምነት ኣብ ሕብረተሰብና ኣሎ፡ ነዚ ጉዳይ ብጎነጽ ዘይኮነ ብፍልጠትን ብርድኢትን ኢና ክንሕዞ ዘለና።" ዳዊት ዘወልዲ
Dawit Credit: Dawit
ኣብዚ ቅሩብ እዋን "ግብረ-ሰዶምነት፥ ናይዚ ዘመን ሞራላዊ ትንግርቲ" ብዝብል ኣርእስቲ ዘለዋ መጽሓፍ ዝጸሓፈ ዳዊት ዘወልዲ፡ ብዛዕባ ግብረሰዶምነትን ኣብ ሕብረተሰብና ዘሎ ኣረኣእያን ኣተሓሕዛን ኣመልኪቱ ዝሃበና ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።
Share
Dawit Credit: Dawit
SBS World News