Ghenet Endrias Source: Suppliedብንእስነታ ምስ ወለዳ ናብ ኣውስትራሊያ እንተተሰደት'ኳ፡ ቋንቋ ብሌንን ትግርኛ ጽቡቕ ትመልኽ፡ ኣብ መልበር ኣብ ክልተ ክልኒካት ናይ ገዛእ ርእሳ ናይ ስኒ ሕክምና ተካይድ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ብዛዕባ ገዛእ ርእሳን ስርሓን ኣላልያትና ኣላ። ኣብዝቕጽል ክፋላት ድማ ብዛዕባ ክንክን ስኒን ግርጻንን ክውሰዱ ዝግብኦም ነገራት፡ ምትካእ ስኒ፡ ካልኦት ተዛመድቲ ዛዕባታት ብተኸታታሊ ትምህርታዊ ትሕዝቶ ክቐርብ እዩ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ብንእስነታ ምስ ወለዳ ናብ ኣውስትራሊያ እንተተሰደት'ኳ፡ ቋንቋ ብሌንን ትግርኛ ጽቡቕ ትመልኽ፡ ኣብ መልበር ኣብ ክልተ ክልኒካት ናይ ገዛእ ርእሳ ናይ ስኒ ሕክምና ተካይድ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ብዛዕባ ገዛእ ርእሳን ስርሓን ኣላልያትና ኣላ። ኣብዝቕጽል ክፋላት ድማ ብዛዕባ ክንክን ስኒን ግርጻንን ክውሰዱ ዝግብኦም ነገራት፡ ምትካእ ስኒ፡ ካልኦት ተዛመድቲ ዛዕባታት ብተኸታታሊ ትምህርታዊ ትሕዝቶ ክቐርብ እዩ።