SKIP TO MAIN CONTENT

"ድሕረ ባይታ ምዕራባዊያን ሃገራት ኣብ መግዛእቲን ዓሌትነትን ዝተመስረተ እዩ።" ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ

Amanuel Elias
Credit: Beyene Weldegiorgis

ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ተመራማሪ ዓሌታዊ ኣድልዎን “Racism in Australia Today” ዘርእስታ መጽሓፍ ዝጸሓፈን እዩ። ዝሓለፈ ሰሙን ፍሉጥ ኣቦርጂናዊ ጋዜጠኛ ስታን ግራን ብዝወረዶ ናይ ዓሌታዊ ዉርደት ካብ ስርሑ ከም ዝወጸ ብወግዒ ምስ ኣፍለጠ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ ቀንዩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዘሎ ኣድልዎ ብፖሊሲ ደረጃን ብውልቀን እንታይ ከምዝመስልን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት መብርሂ ሂቡና ኣሎ ። ካልኣይ ክፋል ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ተመራማሪ ዓሌታዊ ኣድልዎን “Racism in Australia Today” ዘርእስታ መጽሓፍ ዝጸሓፈን እዩ። ዝሓለፈ ሰሙን ፍሉጥ ኣቦርጂናዊ ጋዜጠኛ ስታን ግራን ብዝወረዶ ናይ ዓሌታዊ ዉርደት ካብ ስርሑ ከም ዝወጸ ብወግዒ ምስ ኣፍለጠ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ ቀንዩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዘሎ ኣድልዎ ብፖሊሲ ደረጃን ብውልቀን እንታይ ከምዝመስልን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት መብርሂ ሂቡና ኣሎ ። ካልኣይ ክፋል ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now