"ኢትዮጵያ ባዕላ እያ፡ ትግራይ ትበሃል ሃገር ትፈጥር ዘላ።" ዶ/ር ፍስሃ ሃይለ

Dr. Fessehan Tesfai Source: Supplied
ዶ/ር ፍስሃ ሃይለ ካብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን/መልበርን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን ምስና ጻንሒት ጌሩ ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል'ዩ። ትግራይ፡ ነዚ ክመጽእ ዝዳሎ ዘሎ ማዕበል መጥቃዕቲ ክትገጥሞ ትኽእል ድያ? መራሕቲ ትግራይ ንጹር መርገጺ ብዛዕባ መጻኢ ትግራይ ኣለዎም ድዩ? ትግራይ ከም ሃገርዶ፡ ምስ ኢትዮጵያ? ዝብሉ ሕቶታት ተተንኪፎም ኣለዉ።
Share