“ንተጋሩ ልብና ይነብዕ’ዩ ዘሎ” ዶ/ ተ/ማርያም ፡ “ምስ ትግራይ ዝደናገጹ ኤርትራዊያን ክበዝሑ ኣለዎም” ዶ/ ኣደራጀው

ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ፡ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓረኢ
ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ዝምልከትን ምስኡ ዝተሓሓዝ ዛዕባታት፡ ብመነጽር ኤርትራዊያንን ተጋሩን ምስ ክልተ ምሁራን ማለት ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ምስ ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ ካብ ካንቤራ ኣውስትራሊያ ዝሃብዎ ትንታነ ካልኣይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share