Credit: Suppliedዶ/ር ቶማስ ሶሎሞን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዱ በቲ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያን ኣብቲ ንነጻነት ኤርትራ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ምስ ስድራኡ ብንእሽቶኡ ናብ ሳሕል ከይዱ ኣብ ትሕቲ ኸቢድ ኩነታት ዝዓበየ እዩ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝተማህረን ትሕተ ዕድመ ዕጡቕ ኮይኑ ዝዓበየን ዶ/ር ቶማስ ድሕሪ ናጽነት ናብ ኣመሪካ ተሰዲዱ ትምህርቱ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ኣብጺሑ ሎሚ ናይ ሓደ ዓቢ ኮርፖሬሽን ቴክኒካል ዳይረክተር እዩ። እዛ “The Unlikely Journey” ዘርእስታ መጽሓፉ ካብ ትሕተ ዕድመ ወተሃደር ክሳብ ተክኒካል ዳይረክተር ኣብ ኣመሪካ ዝኸደሉ ጉዕዞ ትትርኽ ናይ ዉልቁ ዝኽሪ ዝሓዘት እያ። ምስ ታሪኹ ዝተሓሓዘ ዕላል ገይርና ኣለና።
Published
By Beyene Semere Weldegiorgis
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዶ/ር ቶማስ ሶሎሞን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዱ በቲ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኢትዮጵያን ኣብቲ ንነጻነት ኤርትራ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ምስ ስድራኡ ብንእሽቶኡ ናብ ሳሕል ከይዱ ኣብ ትሕቲ ኸቢድ ኩነታት ዝዓበየ እዩ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝተማህረን ትሕተ ዕድመ ዕጡቕ ኮይኑ ዝዓበየን ዶ/ር ቶማስ ድሕሪ ናጽነት ናብ ኣመሪካ ተሰዲዱ ትምህርቱ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ኣብጺሑ ሎሚ ናይ ሓደ ዓቢ ኮርፖሬሽን ቴክኒካል ዳይረክተር እዩ። እዛ “The Unlikely Journey” ዘርእስታ መጽሓፉ ካብ ትሕተ ዕድመ ወተሃደር ክሳብ ተክኒካል ዳይረክተር ኣብ ኣመሪካ ዝኸደሉ ጉዕዞ ትትርኽ ናይ ዉልቁ ዝኽሪ ዝሓዘት እያ። ምስ ታሪኹ ዝተሓሓዘ ዕላል ገይርና ኣለና።