Source: Suppliedቀሺ ሓለፎም ካብ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፡ መርጌታ እስጢፋኖስ ካብ ሕብረት ኣብያተ ክርስትያን ኣብ መላእ ዓለም ብዛዕባ ክልቲኡ ጉጅለ ቤተ ክህነት ዘሎ ፍልልይን ምምስሳልን ብተወሳኺ ብዛዕባ ምምራጽ ሓዲሽ ፓትርያርክ ዘትዮም ኣለዉ።
ቀሺ ሓለፎም ካብ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፡ መርጌታ እስጢፋኖስ ካብ ሕብረት ኣብያተ ክርስትያን ኣብ መላእ ዓለም ብዛዕባ ክልቲኡ ጉጅለ ቤተ ክህነት ዘሎ ፍልልይን ምምስሳልን ብተወሳኺ ብዛዕባ ምምራጽ ሓዲሽ ፓትርያርክ ዘትዮም ኣለዉ።