SKIP TO MAIN CONTENT

“ክንወጽእ’ከለና ነቶም ተጋሩ ፈልዮም ካብ ነፋሪት ከይተረፈ ኣውሪዶሙና፡ ኤምባሲታትና ግና ይከታተሉና ኔሮም።” ኣውስትራሊያዊ ኢትዮጵያዊ ተስፋሁነኝ ጸጋይ

Interview with Australian Ethiopian returned from war zon in Tigray
Source: Tesfahun Tsegay

ኣብ ትግራይ ኲናት ምስተኸፍተ፡ መውጽኢ ሲኖም ካብ ዝጸንሑ ዲያስፖራ ተጋሩ ሓደ ዝኾነ ተስፋሁነኝ ጸጋይ፡ ብሓገዝ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኣውስትራሊያ ካብ ትግራይ ካብ ዝወጹ ሓደ ኮይኑ፡ ኣብቲ ተወሺብሉ ዘሎ ሆቴል ካብ ብርስቤን ብዛዕባ ዘጋጠሞም ጸገማትን ኣወጻጽኣኦምን ኣካፊሉና ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ትግራይ ኲናት ምስተኸፍተ፡ መውጽኢ ሲኖም ካብ ዝጸንሑ ዲያስፖራ ተጋሩ ሓደ ዝኾነ ተስፋሁነኝ ጸጋይ፡ ብሓገዝ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኣውስትራሊያ ካብ ትግራይ ካብ ዝወጹ ሓደ ኮይኑ፡ ኣብቲ ተወሺብሉ ዘሎ ሆቴል ካብ ብርስቤን ብዛዕባ ዘጋጠሞም ጸገማትን ኣወጻጽኣኦምን ኣካፊሉና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now