Leul Fessehaye Source: Suppliedእዚ ካልኣይ ክፋል ምስ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ዘለዎ ትግራዋይ ኣቶ ልኡል ፍስሃ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት እዩ። ንሱ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት መሻርኽቱ ሓደ ኩባንያ ብምጥያስ፡ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ሕርሻን ህንጻን ኣውፊሩ ክሰርሕ ዝጸንሐ እዩ። ኣብዚ ሰሙን ናብ ከተማ መልበርን ምስተመልሰ ኣብ ትግራይ ኲናት ድሕሪ ምኽፋቱ ኣብ ኣውፈርቲ ትግራይ ዘጋጥሞም ዘሎ መሰናኽል ምስ ናይ ገዛእ ተሞኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ፡
እዚ ካልኣይ ክፋል ምስ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ዘለዎ ትግራዋይ ኣቶ ልኡል ፍስሃ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት እዩ። ንሱ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት መሻርኽቱ ሓደ ኩባንያ ብምጥያስ፡ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ሕርሻን ህንጻን ኣውፊሩ ክሰርሕ ዝጸንሐ እዩ። ኣብዚ ሰሙን ናብ ከተማ መልበርን ምስተመልሰ ኣብ ትግራይ ኲናት ድሕሪ ምኽፋቱ ኣብ ኣውፈርቲ ትግራይ ዘጋጥሞም ዘሎ መሰናኽል ምስ ናይ ገዛእ ተሞኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ፡