"ባጽዕ ኣብ 11 ለካቲት ነጻ ኣይወጸትን።" ኣብ ኲናት 'ፈንቅል' ዝተሳተፈ ኣባል ክ/ሰራዊት 70 ሙሴ ሳህለዝጊ
ተጋዳላይ ሙሴ ሃይለዝጊ Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ኤርትራ፡ ከተማ ምጽዋዕ ብሓይሊታት ህዝባዊ ግምባር ካብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ነጻ ዝወጻትሉ ዝዝከረሉ ዘሎ ሰሙን እዩ። ኣብ እዋን ዉግእ ባጽዕ ካብዝተሳተፋ ክፍላተ ሰራዊት ሓንቲ ዝኾነት ክፍለ ሰራዊት 70 ኣባል ኮይኑ ኣብቲ ዉግእ ዝተሳተፈ ሙሴ ሃይለዝጊ፡ ተመኮሮኡ ኣብቲ ዉግእን ዘጋጠመ ኩነታትን ንድሕሪት ተመሊሱ ኣካፊሉና ኣሎ።
Share