ዕላል ምስ ፍሉጥ ተጻዋቲ ኲዕሶ እግሪ ኣዱሊስን ሃገራዊት ጋንት ኢትዮጵያን ዝነበረ ጎዶፋይ ደባስ (ቀዳማይ ክፋል)
Godofai Debas Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ሰማንያታት (1980ታት) ኣብ ኤርትራ ዓበይቲ ጋንታታት ከም ኤልፓ፡ ቺፖሊኒ፡ ዋልያን ኣዱሊስን ዝበሃላ ሓያልት ተጻወቲ ዝነበርወን ጋንታታ ኔረን። ብ ኢትዮጵያ ደረጃ ዝወዳደራን ካብ ተጻወተን ድማ ን ሃገራዊት ኢትዮጵያ ወኪሎም ዝጻወቱ ከም በዓል ፋንጁዕ፡ ኣማኑኤል፡ ተፈራ፡ ነጋሽ ተኽሊን ይርከብዎም። ሓደ ካብቶም ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ህቡባት ዝነበሩ ጎደፋይ ደባስ’ውን ስሙ ኣብ ታሪኽ ዝጥቀስ እዩ። ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ኣዳላዊ መደብ SBS ስፖርት ኢብራሂም ዓሊ ኣዘራሪብዎ ኔሩ። ጸወታታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቀጠር ምኽንያት ብምግባር ዳግም ናባኹም ነብሎ ኣለና። ጎዶፋይ ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ብኸመይ ናብ ፍሉጥ ተጻዋቲ ኩዕሶ እግሪ ከምዝዓበየ ዝትርኽ ዕላሉ ኣብዚ ናይ ቀዳማይ ክፋል ዕላሉ ኣካፊሉ ኣሎ።
Share