SKIP TO MAIN CONTENT

“ጋንታ ቺፖሊኒ ካብ ጋንታ ኤልፓ ዝፈልየና ዝነበረ ጸወታ ካብ ዝጅምር ክሳብ ዝውዳእ ነኺስና ኢና ንጻወት ኔርና።” ጎዶፋይ ደባስ (2ይ ክፋል ዕላል)

Capture.JPG
Godofai Debas Credit: Beyene Weldegiorgis

ኣብ ሰማንያታት (1980ታት) ኣብ ኤርትራ ዓበይቲ ጋንታታት ከም ኤልፓ፡ ቺፖሊኒ፡ ዋልያን ኣዱሊስን ዝበሃላ ሓያልት ተጻወቲ ዝነበርወን ጋንታታ ኔረን። ብ ኢትዮጵያ ደረጃ ዝወዳደራን ካብ ተጻወተን ድማ ን ሃገራዊት ኢትዮጵያ ወኪሎም ዝጻወቱ ከም በዓል ፋንጁዕ፡ ኣማኑኤል፡ ሊሊ፡ ተፈራ፡ ነጋሽ ተኽሊን ይርከብዎም። ሓደ ካብቶም ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ህቡባት ዝነበሩ ጎደፋይ ደባስ’ውን ስሙ ኣብ ታሪኽ ዝጥቀስ እዩ። ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ኣዳላዊ መደብ SBS ስፖርት ኢብራሂም ዓሊ ኣዘራሪብዎ ኔሩ። ጸወታታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቀጠር ምኽንያት ብምግባር ዳግም ናባኹም ነብሎ ኣለና። ኣብዚ ካል ኣይ ክፋል ዕላል ብዛዕባ ኣብ ሰማንያታት ኣብ ኤርትራ ዝነጥፋ ዝነበራ ጋንታትትን ተጻውተን ብዝምልከት ኣዕሊሉ ኣሎ።

Published

Presented by Ibrahim Gima Ali

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሰማንያታት (1980ታት) ኣብ ኤርትራ ዓበይቲ ጋንታታት ከም ኤልፓ፡ ቺፖሊኒ፡ ዋልያን ኣዱሊስን ዝበሃላ ሓያልት ተጻወቲ ዝነበርወን ጋንታታ ኔረን። ብ ኢትዮጵያ ደረጃ ዝወዳደራን ካብ ተጻወተን ድማ ን ሃገራዊት ኢትዮጵያ ወኪሎም ዝጻወቱ ከም በዓል ፋንጁዕ፡ ኣማኑኤል፡ ሊሊ፡ ተፈራ፡ ነጋሽ ተኽሊን ይርከብዎም። ሓደ ካብቶም ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ህቡባት ዝነበሩ ጎደፋይ ደባስ’ውን ስሙ ኣብ ታሪኽ ዝጥቀስ እዩ። ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ኣዳላዊ መደብ SBS ስፖርት ኢብራሂም ዓሊ ኣዘራሪብዎ ኔሩ። ጸወታታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቀጠር ምኽንያት ብምግባር ዳግም ናባኹም ነብሎ ኣለና። ኣብዚ ካል ኣይ ክፋል ዕላል ብዛዕባ ኣብ ሰማንያታት ኣብ ኤርትራ ዝነጥፋ ዝነበራ ጋንታትትን ተጻውተን ብዝምልከት ኣዕሊሉ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now