"ምስ ቃልሲ ናይ ትግራይ ብዘለና ኣጋርነት፡ ሓቢርና ክንሰርሕ መትከልና'ዩ።" መሪሕነት ባይቶ ይኣክል ሕ/መ ኣመሪካ

Leul Zewde and Fikre Gaim Source: Bayto Yiakl
መራሕቲ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ ኣካይዳኡን ፖለቲካዊ መርገጺኡን ብዝምልከት ኣብዝተፈላለዩ መራኸቢታት ክገልጹ ድሕሪ ምቕናይ ዝተፈላለዩ መልሰ ግብሪ ክወሃቦም ጸኒሑ ኣሎ። ንዝያዳ ምንጻር ሓሳቦም ከካፍሉና ን ኣቦ መንበር ኣቶ ልኡል ዘውደን ምክትሉ ኣቶ ፍቕረ ጋይምን ዓዲምናዮም ኣለና ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል እዩ።
Share