Saba Abraham Source: Suppliedኣብ ኲንስላን ሎካል ሀሮ (Local Hero 2022 Queensland) ተባሂላ ብፕሪሜር ኣንስተሻ ፓሊዤ ምስ እተሸለመት ሳባ ኣብርሃም ብዛዕባ ነዚ ሽልማት ንኽትረክብ ዝሰርሓቶም ስራሓት ዝተገብረ ዕላል።
ኣብ ኲንስላን ሎካል ሀሮ (Local Hero 2022 Queensland) ተባሂላ ብፕሪሜር ኣንስተሻ ፓሊዤ ምስ እተሸለመት ሳባ ኣብርሃም ብዛዕባ ነዚ ሽልማት ንኽትረክብ ዝሰርሓቶም ስራሓት ዝተገብረ ዕላል።