Source: Suppliedኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ብዛዕባ ብሄር ሃይማኖትን ካልእ ጉዳያት ብ ኣዚዩ ናህሪን ትሪን ዝዛረብሉ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። ካብቲ ዝለዓል ገለ ጉዳያት ኣልዒልና ምስ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራ ዝኾኑ ኡስታዝ ሑዜን ዓብደል ዋስዕን ኣቶ ምሉእ ብርሃን ኣበበን ጻንሒት ጌርና ኣለና። ከም ኣባላት እዚ ማሕበረሰብ፡ ስክፍታኦምን ክኸውን ኣለዎ ኣብ ዝብልዎ ነገራት ርእይቶኦም ኣቕሪቡም ኣለዉ።
ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ብዛዕባ ብሄር ሃይማኖትን ካልእ ጉዳያት ብ ኣዚዩ ናህሪን ትሪን ዝዛረብሉ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። ካብቲ ዝለዓል ገለ ጉዳያት ኣልዒልና ምስ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራ ዝኾኑ ኡስታዝ ሑዜን ዓብደል ዋስዕን ኣቶ ምሉእ ብርሃን ኣበበን ጻንሒት ጌርና ኣለና። ከም ኣባላት እዚ ማሕበረሰብ፡ ስክፍታኦምን ክኸውን ኣለዎ ኣብ ዝብልዎ ነገራት ርእይቶኦም ኣቕሪቡም ኣለዉ።