Heavy smoke billows above buildings in the vicinity of the Khartoum airport. Source: AFP / -/AFP via Getty Imagesኣብ ሱዳን ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ን 24 ሰዓታት ደው ኢሉ፡ ህዝቢ ትንፋስ ረኺቡ ዘድልዮ ክገብር ዕድል ንምሃብ ስምምዕ እንተ ተገብረ'ኳ እቶም ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይልታት ነቲ ዉዕል ኣፍሪሶም ኣብ ከቢድ ኲናት ተሸሚሞም ኣለዉ። ኣብዚ ኩነታት ተቐርቂሮም ዘለዉ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይርከቡ። እቲ ዘለዉዎ ኩነታት ከብርሃልና ንነባሪ ኻርቱም ን ኣቶ ኣማኒኤል ሓቲትናዮ ነቲ ኩነታት ገሊጹልና ኣሎ።
Published
By Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ሱዳን ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ን 24 ሰዓታት ደው ኢሉ፡ ህዝቢ ትንፋስ ረኺቡ ዘድልዮ ክገብር ዕድል ንምሃብ ስምምዕ እንተ ተገብረ'ኳ እቶም ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይልታት ነቲ ዉዕል ኣፍሪሶም ኣብ ከቢድ ኲናት ተሸሚሞም ኣለዉ። ኣብዚ ኩነታት ተቐርቂሮም ዘለዉ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይርከቡ። እቲ ዘለዉዎ ኩነታት ከብርሃልና ንነባሪ ኻርቱም ን ኣቶ ኣማኒኤል ሓቲትናዮ ነቲ ኩነታት ገሊጹልና ኣሎ።