Aster Fitwi and Saba Abraham Source: Suppliedኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ነዚ ኣብ ዲያስፖራ ዝነብር ማሕበረሰብ ሓደ ካብ ዓበይቲ መዛረቢ ዛዕባ ካብዝኸውን ዊዒሉ ሓዲሩ ኣሎ። እቲ ኲናት ስዒቡ ኣብ ማሕበረሰብ ኤርትራን ትግራይን ዝንጸባረቑ ስምዒታት ከመይ ከምዝመስልን ናይ ዉልቂ ርእይቶታተን ከካፍላና ን ወ/ሮ ሳባ ኣብርሃምን ንመምህር ኣስቴር ፍትዊን ካብ ኲንስላንድ ኣዘራሪብናየን ኣለና። ምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብዚ ክተሰምዕዎ ይከኣል'ዩ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ነዚ ኣብ ዲያስፖራ ዝነብር ማሕበረሰብ ሓደ ካብ ዓበይቲ መዛረቢ ዛዕባ ካብዝኸውን ዊዒሉ ሓዲሩ ኣሎ። እቲ ኲናት ስዒቡ ኣብ ማሕበረሰብ ኤርትራን ትግራይን ዝንጸባረቑ ስምዒታት ከመይ ከምዝመስልን ናይ ዉልቂ ርእይቶታተን ከካፍላና ን ወ/ሮ ሳባ ኣብርሃምን ንመምህር ኣስቴር ፍትዊን ካብ ኲንስላንድ ኣዘራሪብናየን ኣለና። ምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብዚ ክተሰምዕዎ ይከኣል'ዩ።