SKIP TO MAIN CONTENT

ዕላል ምስ ኤርትራዊት ኣውስትራሊያዊት ሳምያ ባሆ፡ ተሸላሚት ዝለዓለ ኣውስትራልያዊ ክብሪ 2020 (Medal of the Order of Australia)

Medal of the Order of Australia awarded Samia Baho
Samia Baho Source: Samia Baho

ሳሚያ ባሆ ኣብ ኣውስትራሊያ ንልዕሊ 30 ዓመት ኣብዝነበረትሉ ንብዙሓት ስደተኛታት ዝሓገዘት እያ። ንዘበርከተቶ ዝተፈላለየ ኣበርክቶ ኣፍልጦ ዝህብ ዝለዓለ ክብሪ ናይ ኣውስትራሊያ ኣብ መዓልቲ ኣውስትራሊያ 20 ጥሪ 2021 ተሸሊማ። ምስ ኣ ዝተገብረ ሓጺር ዕላል። "ኣነ 'ዝኾነ ሰብ እንተመጺኡን ኣብ'ዚ ቤተሰብ እንተዘይሃልይዎን፡ ንዓይ ደዉሉለይ' እየ ዝብል። ኣብ ታዝመንያ፡ ኣብ ሲድኒ፡ ኣብ ኩሉ ዝኸድኩዎ ቦታ ኣነ 'እነሀልኩም እዚ ቁጽሪ ስልከይ'ዩ፡ ሰብ ዘይብሉ ዝኾነ ሰብ፡ ኣነ ኣለኹዎም።' ይብሎም። "ንሶም ይድውሉለይ፡ ኣነ ኸኣ ዘሊለ ይኸይድ።"

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሳሚያ ባሆ ኣብ ኣውስትራሊያ ንልዕሊ 30 ዓመት ኣብዝነበረትሉ ንብዙሓት ስደተኛታት ዝሓገዘት እያ። ንዘበርከተቶ ዝተፈላለየ ኣበርክቶ ኣፍልጦ ዝህብ ዝለዓለ ክብሪ ናይ ኣውስትራሊያ ኣብ መዓልቲ ኣውስትራሊያ 20 ጥሪ 2021 ተሸሊማ። ምስ ኣ ዝተገብረ ሓጺር ዕላል። "ኣነ 'ዝኾነ ሰብ እንተመጺኡን ኣብ'ዚ ቤተሰብ እንተዘይሃልይዎን፡ ንዓይ ደዉሉለይ' እየ ዝብል። ኣብ ታዝመንያ፡ ኣብ ሲድኒ፡ ኣብ ኩሉ ዝኸድኩዎ ቦታ ኣነ 'እነሀልኩም እዚ ቁጽሪ ስልከይ'ዩ፡ ሰብ ዘይብሉ ዝኾነ ሰብ፡ ኣነ ኣለኹዎም።' ይብሎም። "ንሶም ይድውሉለይ፡ ኣነ ኸኣ ዘሊለ ይኸይድ።"

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now