Source: Samuel Bizen20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ዝዝከረሉ ቅነ፡ ሳሙኤል ቢዘን ብዘበገሶ ናይ ጉያ ብድሆ ብዙሓት ስዒቦሞ፡ መዓልታዊ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉያ ብዛዕባ ዝፈልጦም ታሪኽ ስዉኣት ብቪድዮ መልእኽቲ እናሕለፈ ጸኒሑ። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ትርጉም መስዋእቲን ገለ ካብቶም ዝጥቀሱ ታሪኽ ኣዕሊሉና ኣሎ።
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ዝዝከረሉ ቅነ፡ ሳሙኤል ቢዘን ብዘበገሶ ናይ ጉያ ብድሆ ብዙሓት ስዒቦሞ፡ መዓልታዊ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉያ ብዛዕባ ዝፈልጦም ታሪኽ ስዉኣት ብቪድዮ መልእኽቲ እናሕለፈ ጸኒሑ። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ትርጉም መስዋእቲን ገለ ካብቶም ዝጥቀሱ ታሪኽ ኣዕሊሉና ኣሎ።