SKIP TO MAIN CONTENT

ዕላል ብዛዕባ ዲጂታዊ ዓለም፡ ምስ ሶፍትዌር ኢንጂኔር ኤርሚያስ ዘርኣ-ጽዮን

Conversation with Ermias Zeratsion on Digital World
Ermias Zeratsion Source: Ermias Zeratsion

ኤርሚያስ ዘርኣ-ጽዮን፡ ናይ ኮምፑዩተርን ዲዛይንን ኪኢላ እዩ። ኣብ ከተማ ኣርሚደል ኣውስትራልያ ዝርከብ ብዛዕባ ዘርኢ ኣባጊዕ ዘጽንዕ ኩባንያ ናይ ዳታ በዝ ማናጀር እዩ። ኣብ ትርፊ ግዜኡ ‘ቤተ ጽዮን’ ዝበሃል መርበብ ሓበሬታ ብምግባር፡ ናይ ትግርኛ መጽሓፍ ቅዱስን መዝገበቓላትን መጽሓፍ ቅዱስን ካልእ ትሕዝቶታት ዘለዎ ዝገበረ እዩ። ምስ ሞያኡን ብዛዕባ ዲጂታዊ ዓለም ኣዕሊሉና ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኤርሚያስ ዘርኣ-ጽዮን፡ ናይ ኮምፑዩተርን ዲዛይንን ኪኢላ እዩ። ኣብ ከተማ ኣርሚደል ኣውስትራልያ ዝርከብ ብዛዕባ ዘርኢ ኣባጊዕ ዘጽንዕ ኩባንያ ናይ ዳታ በዝ ማናጀር እዩ። ኣብ ትርፊ ግዜኡ ‘ቤተ ጽዮን’ ዝበሃል መርበብ ሓበሬታ ብምግባር፡ ናይ ትግርኛ መጽሓፍ ቅዱስን መዝገበቓላትን መጽሓፍ ቅዱስን ካልእ ትሕዝቶታት ዘለዎ ዝገበረ እዩ። ምስ ሞያኡን ብዛዕባ ዲጂታዊ ዓለም ኣዕሊሉና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now