Sophia Eyob Source: Suppliedቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት'ያ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣ። ካብ ኣፍሪቃ ክትመጽእ'ከላ ምሕምባስ ኣይትኽእልን ኔራ። ናይ ዲግሪ ትምህርታ እናተማህረት፡ ከም መዕረፊን ኣካላዊ ምንቅስቓስ ክኾና ምሕምባስ ተማሂራ ንመሐንበሲ ከባቢታት ትዘናግዓሉ ስፍራ ጌራቶ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ርእሲ'ቲ ብዝተመረቐትሉ ሞያ ትሰርሓሉ ስራሕ፡ መምህር ምሕንባስ ቆልዑ ኮይና ትሰርሕ ኣላ። ጥቕሚ ምሕምባስ ኣዕሊላትና ኣላ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት'ያ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣ። ካብ ኣፍሪቃ ክትመጽእ'ከላ ምሕምባስ ኣይትኽእልን ኔራ። ናይ ዲግሪ ትምህርታ እናተማህረት፡ ከም መዕረፊን ኣካላዊ ምንቅስቓስ ክኾና ምሕምባስ ተማሂራ ንመሐንበሲ ከባቢታት ትዘናግዓሉ ስፍራ ጌራቶ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ርእሲ'ቲ ብዝተመረቐትሉ ሞያ ትሰርሓሉ ስራሕ፡ መምህር ምሕንባስ ቆልዑ ኮይና ትሰርሕ ኣላ። ጥቕሚ ምሕምባስ ኣዕሊላትና ኣላ።