Mohamed Omer Ahmed and Ghebremedhn Tsegay Source: Suppliedኣብ ሰማንያታት ኣብ ሱዳን ንዝነብሩ ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ናይ ትምህርቲ ዕድል ዝኸፈተት ቤት ትምህርቲ ዩኔስኮ ካብ ኣ ዝፈረዩ ብዙሓት ምሁራትን ሰብ ሞያን ኣብ መላእ ዓለም ይርከቡ ኣለዉ። ኣብ መልበርን ዝቕመጥ መምህር ገብረመድህን ጸጋይን ኣብ ከተማ ፐርዝ ዝነብር መምህር መሓመድ ዑመር ኣሕመድ ገለ ካብ መራሕቲን መምህራንን እታ ቤት ትምህርቲ ኔሮም። ብዛዕባ’ታ ቤት ትምህርቲን ፍርያታን ኣዕሊሎሙና ኣለዉ።
ኣብ ሰማንያታት ኣብ ሱዳን ንዝነብሩ ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ናይ ትምህርቲ ዕድል ዝኸፈተት ቤት ትምህርቲ ዩኔስኮ ካብ ኣ ዝፈረዩ ብዙሓት ምሁራትን ሰብ ሞያን ኣብ መላእ ዓለም ይርከቡ ኣለዉ። ኣብ መልበርን ዝቕመጥ መምህር ገብረመድህን ጸጋይን ኣብ ከተማ ፐርዝ ዝነብር መምህር መሓመድ ዑመር ኣሕመድ ገለ ካብ መራሕቲን መምህራንን እታ ቤት ትምህርቲ ኔሮም። ብዛዕባ’ታ ቤት ትምህርቲን ፍርያታን ኣዕሊሎሙና ኣለዉ።