Emanuel Elias Source: Suppliedኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ተመራማሪ ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት ዝኾነ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ ኣብዚ ቅሩብ እዋን "Racism in Australia Today" ዝብልን ብትግርኛ ድማ መቐጸልታ ናይ ቅጺ ሓደ ዝኾነት "ታሪኽ ቤተ ክርስትያን ቁ። 2" ኣሕቲሙ ኣብ ዕዳጋ ዊዒላ ትርከብ። ብዛዕባ መጻሕፍቱ ኣዕሊሉና ኣሎ።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ተመራማሪ ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት ዝኾነ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ ኣብዚ ቅሩብ እዋን "Racism in Australia Today" ዝብልን ብትግርኛ ድማ መቐጸልታ ናይ ቅጺ ሓደ ዝኾነት "ታሪኽ ቤተ ክርስትያን ቁ። 2" ኣሕቲሙ ኣብ ዕዳጋ ዊዒላ ትርከብ። ብዛዕባ መጻሕፍቱ ኣዕሊሉና ኣሎ።