Credit: Awet Fessehayeፐን ኤርትራ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ብዝነብሩ ኤርትራውያን ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ዝቖመ ማሕበር እዩ። ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ን ገጣሚት ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ንጸሓፊ ሳልሕ ጋዲ፡ ንጸሓፍን ምሁርን ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ፡ ንጸሓፊ ዳኒኤል ተስፋይ ሰመረ፡ ንስነጥበበኛ ኣብራር ዑስማን፡ ን ኣሕታሚ ካሳሁን ቸኮል ኣብ 2025 ድማ ንጋዜጠኛ ቢንያም ስምኦን ኣብ ነጻነት ሓሳብካ ብምግላጽ ዝሸለሞም እዮም። ብዛዕባ ናይቲ ማሕበር ንጥፈታት ኣልዒልና ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ኣቶ ዓወት ፍስሃየ ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ፐን ኤርትራ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ብዝነብሩ ኤርትራውያን ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ዝቖመ ማሕበር እዩ። ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ን ገጣሚት ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ንጸሓፊ ሳልሕ ጋዲ፡ ንጸሓፍን ምሁርን ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ፡ ንጸሓፊ ዳኒኤል ተስፋይ ሰመረ፡ ንስነጥበበኛ ኣብራር ዑስማን፡ ን ኣሕታሚ ካሳሁን ቸኮል ኣብ 2025 ድማ ንጋዜጠኛ ቢንያም ስምኦን ኣብ ነጻነት ሓሳብካ ብምግላጽ ዝሸለሞም እዮም። ብዛዕባ ናይቲ ማሕበር ንጥፈታት ኣልዒልና ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ኣቶ ዓወት ፍስሃየ ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
Check out our podcast collection here