Dr. Kidane Tadesse, Dr. Aderajacew Hadis and Ato Mulugieta Demowoz Source: Suppliedኣብ ትግራይ ኲናት ካብዝጅመር ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። እዚ ኲናት ካብ ትግራይ ሓሊፉ ሎሚ ናብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ልሒሙ ይርከብ ኣሎ። ኣብቲ ዝሓለፈ ዝተፈጸመ ኩነታት ብፍላይ ኣብ ዉሽጢን ኣብ ወጻኢን ዝርከቡ ተጋሩ ከቢድ ጽልዋ ኣሕዲሩ እዩ። በዚ ዝኽሪ ምኽንያት ጌርና ንመራሕቲ ማሕበረሰ ትግራይ ማለት ንዶ/ር ኣደራጃቸው ሓዲሽ፡ ዶ/ር ኪዳነ ታደሰ ከምኡውን ንኣቶ ሙሉጌታ ደሞዝ ሓሳቦም ሂዝቦሙና ኣለዉ። ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ትግራይ ኲናት ካብዝጅመር ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። እዚ ኲናት ካብ ትግራይ ሓሊፉ ሎሚ ናብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ልሒሙ ይርከብ ኣሎ። ኣብቲ ዝሓለፈ ዝተፈጸመ ኩነታት ብፍላይ ኣብ ዉሽጢን ኣብ ወጻኢን ዝርከቡ ተጋሩ ከቢድ ጽልዋ ኣሕዲሩ እዩ። በዚ ዝኽሪ ምኽንያት ጌርና ንመራሕቲ ማሕበረሰ ትግራይ ማለት ንዶ/ር ኣደራጃቸው ሓዲሽ፡ ዶ/ር ኪዳነ ታደሰ ከምኡውን ንኣቶ ሙሉጌታ ደሞዝ ሓሳቦም ሂዝቦሙና ኣለዉ። ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።