“ኣብ ሃገር’ከሎ መንፈሱ ዝወጸ ሰብ ኣሎ፡ ንሕና’ኸኣ ኣካልና ካብ ሃገር ወጺኡ መንፈስና ግና ኣብ ሃገርና’ዩ ዘሎ።” ቶፊቕ ቑስምላህ
Credit: Supplied
ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ነባሪ ኣውስትራሊያ ቶፊቕ ቑስሙላህ፡ ብቋንቋ ዓረብ ግጥምታት ዝጽሕፍ ሓንቲ መጽሓፍ'ውን ብቋንቋ እንግሊዝ ጽሒፉ ኣሕቲሙ ኣሎ። ብትግርኛ ዝጸሓፎ ሓጸርቲ ዛንታታት'ውን ኣለዎ። ብዛዕባ ዝሰርሖም ስራሓትን ብፍላይ ድማ ኣገባብን ስርዓትን ተኸቲሎም ዝጸሓፉ ናይ ትግርኛ ጽሑፋት ምስትምቓሩ ኣካፊሉ ኣሎ።
Share