ኣማን መብራህቶም፡ ኣብ ሓጺር እዋን ካብ ተመሃራይ ናብ ኣማኻሪ ሕሳብን ግብሪን ኣብ ኣውስትራሊያ።

Aman Mebrahtom Source: Supplied
ኣብ 2013 ናብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ምምጻኡ፡ ዝለዓለ ትምህርቱ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወዲኡ ናይ ዉልቁ ናይ ሕሳብ ምምኻር ስራሕ ከፊቱ ምስዝነጥፍ ዘሎ ኣቶ ኣማን መብራህቶም ተሞክኩሮኡ ኣካፊሉን ብዛዕባ ኣገባብ ምምላስ ግብሪን ምኽሪ ሂቡን ኣሎ፡ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብዩ።
Share