ኣብ ዩትዩብ (YouTube) ብ “ፋልፋሳ” ብዝብል ናይ ቪድዮ ትሕዝቶታት ዘቕርብ በክሪ ሑመድ፡ ኣብ መልበርን ኣብዝመጻሉ እዋን ብዛዕባ ስርሑን ብዛዕባ ዝኸይድ ዘሎ ፖሎቲካዊ ኩነታትን ኣዕሊሉና ኔሩ ዝሓለፈ እዋን ቀዳማይ ክፋል ናይቲ ቃለ መሕትት ኣቕሪብና ኔርና ሎሚ ካልኣይ ክፋልን ናይ መወዳእታኡን ቀሪቡ ኣሎ።
Share
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
