Redie Eyub, Tesfaghabir Ghebreyohannes and Salah Eijel Source: Suppliedኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ዉግእን ምትሓዝ ከተማ መቐለን ብዛዕባ ዝምልከት ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት ኤርትራዊያን ይንጸባረቕ ኣሎ። ኣቶ ሳላሕ ዕጀል ካብ ኣውስትራሊያ፡ ኣቶ ረድኢ ኣዩብ ካብ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ኣቶ ተስፋጋብር ገብረዮሃንስ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ሓሳባቶም ኣካፊሎም ኣለዉ። (ካልኣይ ክፋልን ናይ መወዳእታን)
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ዉግእን ምትሓዝ ከተማ መቐለን ብዛዕባ ዝምልከት ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት ኤርትራዊያን ይንጸባረቕ ኣሎ። ኣቶ ሳላሕ ዕጀል ካብ ኣውስትራሊያ፡ ኣቶ ረድኢ ኣዩብ ካብ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ኣቶ ተስፋጋብር ገብረዮሃንስ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ሓሳባቶም ኣካፊሎም ኣለዉ። (ካልኣይ ክፋልን ናይ መወዳእታን)