SKIP TO MAIN CONTENT

ዋዕላ ዉሕሃ ብዛዕባ ክሊማ (COP26) ሃገራት ዉዕል ብምኽታም ተዛዚሙ።

Feature
Alok Sharma (C), President COP26 receives a standing ovation during the Plenary session of the COP26 UN Climate Change Conference Source: EPA

ግሎባዊ ዋዒ ዓለም ንምዕጋት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝግበር ዝርርብ ዝሳተፋ ሃገራት ንሰሙናት ዝኣክል ድሕሪ ምዝርራበን ፡ ናይ ግላስጎው ክሊማዊ ዉዕል ተሰማሚዐን። ኩሎም 197 ወገናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ዘይዕግበትን ገለገለ ዕቃበታት እኳ እንተሃለዎም ኣብ መወዳእታ ደቒቕ ብዛዕባ ኮል ወይ ከሰል ዝምልከት ቃላት ብዙሕ ዘዛርብ ጉዳያት ድሕሪ ምልዓሉ ከቲሞም። :... እቲ ጸብጻብ ይቕጽል ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ግሎባዊ ዋዒ ዓለም ንምዕጋት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝግበር ዝርርብ ዝሳተፋ ሃገራት ንሰሙናት ዝኣክል ድሕሪ ምዝርራበን ፡ ናይ ግላስጎው ክሊማዊ ዉዕል ተሰማሚዐን። ኩሎም 197 ወገናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ዘይዕግበትን ገለገለ ዕቃበታት እኳ እንተሃለዎም ኣብ መወዳእታ ደቒቕ ብዛዕባ ኮል ወይ ከሰል ዝምልከት ቃላት ብዙሕ ዘዛርብ ጉዳያት ድሕሪ ምልዓሉ ከቲሞም። :... እቲ ጸብጻብ ይቕጽል ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now