ኣብ ካይሮ ዝግበር ዓለማዊ ዋዕላ ክሊማን ትጽቢታትን

ኣብ መልበርን ፡ ሰሉስ 29 ሚያዝያ 2014 ፡ ካብ ሓደ ኢንዱስትርያዊ ትካል ዝወጽእ ሃፋን ካልእ በካሊ ጋዝን ። መንግስቲ ኣቦት ነቲ ናይ ካርቦን ቀረጽ ከወግድ ዝኣተዎ ቃል ፡ ድሕሪ 1 ሓምለ ሓድሽ ባይቶ ምስ ቈመ ክፍተን እዩ ።

ካብ ሓደ ኢንዱስትርያዊ ትካል ዝወጽእ ሃፋን ካልእ በካሊ ጋዝን። Source: AAP

ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ ፡ ኣብዘን ዝሓለፋ 12 ኣዋርሕ ፡ ኣብ ኵለን ኣህጉራት ሕማቕ ኵነታት ኣየር ኣጋጢሙ እዩ ። ጸሓፍቲ እቲ ጸብጻብ ከምዝብልዎ ፡ እቲ ርኽበታት ነቲ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ዋዕላ ክሊማ ው.ሕ.ሃ. [6-18 ሕዳር 2022] ፡ ጽልዋታት ዓለማዊ ዋዒ ንምንካይ ሓያል ስጕምቲ ክውሰድ ከም ዘድሊ እዩ ዝሕብር ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ኣብ ካይሮ ዝግበር ዓለማዊ ዋዕላ ክሊማን ትጽቢታትን | SBS Tigrinya