Credit: tap10/Getty Imagesኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሓት ሰባት ክኸፍልዎ ዝግባእ ገንዘብ ዕሽሽ ምባል ከቢድ ሳዕቤን ከምዘለዎ ኣይፈልጡን እዮም ። ካብ ተወሳኺ ክፍሊት ምኽፋል፤ ፍቓድ መዘወሪኻ ጠጠው ምባል ወይውን ናትካ ውልቃዊ ንብረት ክሳብ ምእጋድ ዝበጽሕ ከቢድ መቕጻዕቲ ዘውርድ ዓቢ ግምት እዩ ። ብኣንጻሩ ግና ፡ ኣቐዲምካ ስጕምቲ ምውሳድን ኣድላዪ እንተ ኰይኑ ሓገዝ ምድላይን ፡ ካብ ዘየድሊ ጸገማትን ወጻኢታትን የድሕነካ እዩ ።
Published
By Zoe Thomaidou
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሓት ሰባት ክኸፍልዎ ዝግባእ ገንዘብ ዕሽሽ ምባል ከቢድ ሳዕቤን ከምዘለዎ ኣይፈልጡን እዮም ። ካብ ተወሳኺ ክፍሊት ምኽፋል፤ ፍቓድ መዘወሪኻ ጠጠው ምባል ወይውን ናትካ ውልቃዊ ንብረት ክሳብ ምእጋድ ዝበጽሕ ከቢድ መቕጻዕቲ ዘውርድ ዓቢ ግምት እዩ ። ብኣንጻሩ ግና ፡ ኣቐዲምካ ስጕምቲ ምውሳድን ኣድላዪ እንተ ኰይኑ ሓገዝ ምድላይን ፡ ካብ ዘየድሊ ጸገማትን ወጻኢታትን የድሕነካ እዩ ።